ንብረትነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ህ.ወ.ሓ.ት ዝኾነ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ብሓራጅ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸዉጥ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 29, 2012 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:200.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 29, 2012 04:00 ጥዋት
  • ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • Print
  • Pdf

1 ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝክእክ ዝኮና ሕብረተሰብ ክሳተፍ ይክእል

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብነፃ ምዉሳድ ይካኣል

3 ንጨረታ መኸበሪ 200.00 ብር/ክልተ ሚኢቲ/ ብጥረ ገንዘብ ወየ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ኣለዎም

4 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 23/04/2012ዓ/ም ክሳብ 30/04/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅ/ሰዓት

5 ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 30/04/2012  ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡00 ይክፈት

6 ተጫረቲ ባዕልቶም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ሳንዱቅ ጨረታ ይከፈት

8 ዉዕል ካብ ዝአተዉሉ ኣብ ዉሽጢ 3t መዓልቲ ንብረቱ ይወስድ

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 41 29/03 44 40 43 96

መመለስ
የጨረታ ምድብ