ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዘይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 23, 2012 (ከ 4 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:2000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2012 04:30 ጥዋት
  • ህንፃ መሳርሒ/
  • Print
  • Pdf

ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ካብ 20/04/2012 ክሳብ ዕለት 24/04/2012

1 ተጫረቲ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ትካልና ፈረ ስዉኣት ኢንድስትሪያል ካብ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትክእሉ

2ተወዳዳሪ ዶክሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ቢድ ቦድን ብዝተዓሸገ ፖስታ ናይ ተጫራታይ ሽም ኣድራሻ ፌርማ ክህልዎ ይግባእ

3 ናየቲ ንብረት ናይ ሓደ ዋጋ መሊኡ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰዓራይ ተባሂሉ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ድሕሪ 2ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ እቲ ንብረት ኣብ 3ተ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርትን ሰራሕታኛታትን ከልዕል ዝክእል

5 ተጫረቲ ጨረታ ዉሕስና መክበሪ 20000 ብር /ዒስራ ሽሕ ብር/ ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ዉሕስና ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/04/2012 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ሰዓት ጨረታ ዝኽፈተሉ ድማ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ምካኑ በዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

ሓበሬታ ስልኪ- 09 14 03 48 20 / 09 14 72 78 88 ደዊልኩም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትክእሉ

መመለስ
የጨረታ ምድብ