የትግራይ ክልል ኮንስትራክሽን መንገድና ትራንስፖርት ቢሮ

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣መቅረባይነት ሰርተፊኬት ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋበይነት ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክሊሬሽን ፣ ቲን ቁፅሪ ፣

2 ናይ 2012ዓ/ም ናይ ስራሕ ተካናታሪ ዝኮነ ምዝጋበ ካርዲ ዘለዎም

3 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 08/04/2012ዓ/ም ዘይምለስ 300 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካኣል

4 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ 08/04/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

5 እቲ ዳይሬክተሬት ዝሓሸ መመረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 75