1 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል
2 በቲ ዘፈር ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ መቅረባይነት መረዳእታ ፣ብአተዊ ቤት ማዘጋጃ ንግዚኡ ኤሌክትሪክ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋብን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወረቀት ምስክር ዘለዎም፣
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግበሪ ዘለኩም
4 ናይ ወርሒ ጥሪ 2011ዓ/ም ሒሳብ ዘወራርድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤
5 ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 50.00 ቅርሺ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ምግዛእ ይከኣል፤
6 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣቅሑት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣታዊ ዝገብር
7 እቲ ጨረታ ካብ20/01/2012ዓ/ም ክሳብ 05/01/2012ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ
8 እቲ ጨረታ 05/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:00 ይክፈት፡፡
9 ቤት ዕዩና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
10 መከበሪ ጨረታ 7000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ 3000.00 ሽሕ ቅርሺ፣ ብሲፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል፤
13 ሰነድ ጨረታ ቅዳሕን ዋናን ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምግባር ሓደ ዋናን ቅዳሕን ዝብል መፍለይ ብፅሑፍ ብምግባር ክሳብ 05/02/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእቲ ዝክእል፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0347-740003/ብምድዋል ምሕታት ይከኣል፤