ሰቲት ሑመራ አጠቃላይ ህ/ስ/ማ ዩኒየን

- ስለዚ እዞም ትሕት ኢሎም ዘለው ረቋሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ዘይምለስ 150.00 ቅርሺ ብምክፋል ምውሳድ ይክእሉ፤

1 ናይ 2010ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን፤ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ፣መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል፤

2 መከበሪ ጨረታ 30000.00 ሽሕ ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል፤

3 ቅድሚ ሐዚ እንትነኣሰ በዓል 3ተ ደብሪ ህንፃ ወይ ቤት ፅሕፈት ሰሪሑ ዝፈልጥን ኣብ እዋኑ ወዲኡ ዘረከበን ናይ ፅገና ግዚኡ ሓልዩ ናይ ሪቴንሺን ስራሕቱ ዝወደኣ  መረዳእታ ወረቀት ከቅርብ ዝክእልን፤

4 ሰነድ ጨረታ ካብ 27/10/2011ዓ/ም ክሳብ 11/11/11 ዓ/ም ምግዛእ ይከኣል፤

5 ሳንዱቅ ጨረታ 11/11/11ዓ/ም ንግሆ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት፡፡ተጫረቲ ይኩን ሕጋዊ ወከልቶም ተዘይተረኪቦም ውን እቲ ጨረታ ኣብ ሰዓቱ ክክፈት እዩ፡፡

6 ሰዓራይ ጨረታ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲታት መከበሪ ውዕሊ ኣትሒዙ ውዕሊ ተዘይኣሲሩ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ኣታዊ ብምግባር እቲ ጨረታ ከም ኣድላይነቱ ነቲ ካልኣይ ሰዓራይ ይወሃብ፤ ወይ ተመሊሱ ካልኣይ ግዜ ይወፅእ፡፡

7 እቲ ትካል ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

8 ሰዓራይ ዝበሃል ዝተሓተ ዋጋ ዘቅረበ ተጫራታይ ሌስ ቤደር ይበሃል፡፡

9 ቦታ ኣብ ግምባር ሂወት ሕርሻ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0342-485072/ 0914-773515/ 0910-021714 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡