ዛንታና ራስ ኣገዝ መኖሪያ ማህበር

1 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ ስራሕ ተዃናተርቲ ዝተውሃበ ካርዲ፣ ንግዲ ፍቃድ ናይ መረዳእታ ዘለዎ፤

2 ተጫረቲ ኣብዚ ሐዚ ሰዓት ዘሎ ናይ ሓይሊ ሰብን ማተሪያልን ዘሎ ዋጋ ብትክክል ገሊፆም ሕድሕድ ዋጋ ብንቅሓት ክመልኡ ኣለዎም፤

3 ተጫረቲ ከም ፓነል፣ ጣውላ ንከሰል፣ ቫይቭሬተር፣ ምስማር፣ ሽቦ፣ ባህርዛፍ፣ ሓይሊ ሰብን ከቅርብ ዝክእል፤

4 ብወገን ማሕበር ቴንዲኖ፣ ሲሚንቶ፣ ሓሸዋ፣ ማይን ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎም፤

5 ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀረበ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ እቲ ዶክመንት ፈርሚሞን ሓቲሞምን ቅደም ሰዓብ ደኩመንት እንተዘይዛብዑ እቲ ዶክመንት ከምቲ ክሽየጥ እንተሎ ከየጓደለ ከቅርብ ኣለዎ፤

6 ተጫረቲ እቲ ህንፃ ብዲዛይንን መሰረት ማሕበር ብዝኣመነሉ መሰረት ናይ ማሕበር በዓል ሞያ ብዝኣዘዘ መሰረት ብፅሬትን ቅልጣፈን ከስርሕ ዝክእል፤

7 ተጫረቲ ናይ ኤሌክትሪክ ስራሕቲ ናይ ስላብ ኮንዲት ምዝርጋሕ ብቻ ምዃኑ ተረዲእኩም ዋጋኩም ንክትመልኡ፤

8 ኣብቲ ጨረታ ክሳብ ዕለት 01/07/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ከቅርብ ኣለዎ፤ ኣብዚ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ 8፡30 ይክፈት፡

9 እቲ ማሕበር ዝሓሸ መማረፂ እንተተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-707810 ወይ 0914-749560 ምድዋል ይከአል፤