የትግራይ ክልል ውሃ ሃብት ቢሮ

1 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/4/2011 ዓም ክሳብ 17/4/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቅራብ ይክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 17/4/2011 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 9:10 ነባር ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ ኣብ ክ/ምምሕዳር ዓይደር 03 ዝርከብ ይክፈት