ጀይ ኣይ ኤስ በጎ ኣድራጎት ድርጅት

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖምን ናይዚ ዘበን ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱን

2 ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ሰርትፊኬት ከቅርቡ ዝኽእሉ

3 ናይ ከፋሊ ግብሪ መለለይ ቁፀሪ (ቲን ናምበር) ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ብውዕሎም መሰረት ግዴታ ናይ ምፍፃም ድሌት ዘለዎ፤

5 መኸበሪ ጨረታ ብር 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ብፖስታ ዝተዓሸገ ከትሕዙ ዝኽእሉ፤

6 ሰዓራይ ትካል ነቲ ንብረት ብስፔሰፊኬሽን መሰረት ፅሬቱ ብበዓል ሞያ ምሰተረጋገፀ ናብ ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ዝገብር

7 ተጫረቲ ኣብ ትሕቲ ዝቀረበሎም ዋጋ መምልኢ ሰንጠረዥ ሽምን ክታምን ኣድራሻ ከስፍሩ ኣለዎም።

8 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ ዕለት 07/03/2011 ዓ/ም ከሳብ 28/03/2011ዓ/ም ይኸውን።

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 28/03/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅ.ቀትሪ ኾይኑ ጨረታ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ቅ.ቀትሪ ኣብ JSI researcher & training Inst. Ink-L10k  Nilex  ህንፃ ጠቃ ሸባ ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ራብዓይ ደብሪ መቐለ

10 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፈል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ ሕሉው እዩ።

11 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት JSI researcher & training Inst. Ink-L10k  Nilex  ህንፃ ጠቃ ሸባ ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ራብዓይ ደብሪ መቐለ ምውሳድ ይከኣል።

መብርሂ

-1 ኩሎም ዶክመንትታት በቲ ምልክታ መሰረት ክቀርቡ ኣለዎም

2 ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ኾይኑ ግን ዘይተፈረመሉ ግልፅነት ዘይብሉ መረዳእታ /ፅሑፍ ውደቂ እዩ

3 ሲፒኦ ብሽም JSI researcher & training Inst. Ink-L10k  Nilex  ተባሂሉ ክስራሕ ኣለዎ።