የትግራይ ዉሃ ሃፍቲ ቢሮ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈሉ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ: ቲን /TIN/ መቅረባይ ሰርቲፊኬት: VAT ተመዝገብቲ ን ቫት ዲክልረሽንን:;

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፍኬሽን ካብ መደበኛ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ንሕድሕድ ሰነድ 30.00 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካአል

3 ናይ ጨረታ መኽበሪ 5000 ከትሕዝ ዝኽእል/ትክእል

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/08/2010 ዓ/ም ኮይኑ ዕለት 17 09 2010 ሰዓት 4:00 በቲ ዕለት 4:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

5 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ሓደ ኦርጅናልን ሓደ ኮፒን ብፖስታ ብዝተዓሸገ ከቅርበ ዝክእል

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

7 ኣድራሻና ብሄራዊ ክልላዊ መንግሰቲ ትግራይ ቢሮ ማይ ሃፍቲ መደበኛ ንኡስ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ እዩ::

8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03442413232 ደዉልካ መብርሂ ምሕታት ትክእሉ:: 9 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መኽፈትን በዓል እንተዊዒሉ አብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን::