የትግራይ ክልል ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ቢሮ

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ናይ ስራሕ ተኮነተርቲ ዝተዉሃበ ምዝገባ ካርድ :ፍቃድ ንግዲ ስራሕ :ምስክረ ወረቀት ምዝገባ መቅረባይነት : ምስክረ ወረቅት ተወሳኬ እሴት ታክስ :ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ድክለሬሽን መረዳእታ ምዝገባ ቲን ናምበር ዘለዎም

2 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 6 ለካቲት 2010 ዓም ክሳብ 6 መጋቢት 2010 ዓም ክሳብ ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክገዝኡ ዝክእል ኮይኖም

3 እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 6 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶሬት ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ቢሮ ቁፅሪ 191 በኣካል ብምቅራብ ወይ ድማ ብቁፅሪ ስልኪ 0344408775