የሽራሮ ከተማ መዘጋጃ ቤት

ክማልኡ ዝግብኦም

ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም

መቅረባይነት ዘለኩም

ግብሪ 2009 ዓም ዝከፈልኩመን ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ንግድ ዘሐደስኩም

ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ናይ ወርሒ ነሓሰ 2009 ዓም ሒሳብ ዘፍለጥኩም

ኩሉ መረዳእታኩም ቅዳሕ ብምግባር ምሰናይ ዋጋ መቀረቢ ሰነድ ዓሺግኩም ኣብ ሳፁን ጨረታ ክተእትዉን ዋና መረዳእታኩም እተቅርቡን

ቲን ወረቀት ዘለኩም

መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ዘትሕዙ

እቲ ንብረት ብናይ ባዕልኩም መጋዕዝያ ኣብ ዉሸጢ 10ተ መዓልቲ ናብቲ ቤት ፅሕፈት ተረክቡ

ሰዓርቲ ምካንኩም ምስፈለጥኩም ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓለቲ ዉዕሊ ትኣስሩ ካብ ዝሰዓርክምዎ 10% ተትሕዙ

ሰነድ ጨረታ 30 ቅርሺ ብምክፋል ክሳብ 2 ጥቅምቲ 2010 ዓም ምዉሳድ ይከኣል

ጨረታ ዝዕፀወሉ 2 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 3:00 ኮይኑ ዝክፈተሉ ድማ 2 ጥቅምቲ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0345500011 ወይ Â 0933081061