የዓለም አቀፍ የነፍስ ማዳን ኮሚቴ

አብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ተኮናተርቲ ክተማልእዎም ዝግባእ መስፈርትታት

1 ደረጃ 7ን ካብኡ ንላዕሊን ዝኮንኩም

2 ዝተሓደሰ ናይ 2008 ን 2009 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩመ

3 ቫት ተመዝገበቲ ዝኮንኩም

4 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 16 መስከረም 2009 ዓምÂ ክሳብ 7 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 1130 ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ መረዳእታታት ዋናን ቅዳሕን ብምሓዝ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ካብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት እቲ ትካል ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ

5 ተጫረቲ ዝህብዎ ዋጋ ጨረታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ዝኣትወሉ ዕለት ድማ 8 ጥቅምቲ 2009 ዓም ሰዓት 10:00 ኮይኑ እቲ ጨረታ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 10:30 ይክፈት

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ካብ ዝሃብዎ ጠቅላላ ዋጋ 1 % ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344443450 /0344441616 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል