የዓብይ ዓዲ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1 ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩምን ኣብ 2009 ዓ/ም ዘሐደስኩም::

2 እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ ::

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክሲ/ቫት/ ኮይኖም ናይ ወርሒ ሓምለ ኣታዊ ዝገብርሉ ዋንኡን ምስ ሐደ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ::

4 ናይ መቕረባይነት መለለይ ካርድ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን::

5 ናይ ግብሪ ኸፋለይ መለለይ ካርድ (TIN) ዘለኩም::

6 ንጨረታ መክበሪ ብር ንኤለክትሮኒክስ ብር 10000 ቅርሺ : ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብር ንፀሬት አቁሑት 4000 ቅርሺÂ ንአቁሑት ቢሮ 5000 ቅርሺ ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል ::

7 ንሐደ ደክመንት ዘይምለሰ 100.00 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅ/ት/ፋ/ን ከተማ ዓ/ዓዲ ከ/ስራሕ ፅ/ፋ/ን/ምም/ር ቁፅሪ 9 ክፍሊ ሰነድ ብምግዛእ ክጫረቱ ዝክእል::

8 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅ/ት ት/ፋ/ን ከተማ ዓ/ዓዲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ብምዉሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኹም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቐሱ አድለይቲ ደኩመን ኮፒን ኦርጅናልን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲÂ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማንÂ ብምፅሓፍ አብ ቤት ፅ/ት ት/ፋ/ን ከተማ ዓ/ዓዲ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ንክትእትዉን ንክትወዳደሩ እናተሓሳሰበና::

9 ምልክታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 3/13/2008 ዓ/ም ክሳብ 13 /01/2009 ዓ/ም እንትከዉን 4:30 ናይ ንጉሆ::

10 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሽገሉ ዕለት 13/01 /2009 ዓ/ም ሰዓት 4:30 ናይ ንጉሆ::

11 ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 13/01/ 2009 ዓ/ም ሰዓት 4:40 ናይ ንጉሆ::

12 አብቲ ሰነድ ጨረታ ወይ ዝወፀ Specification ምንክካእ ወይ ምቅያር ወይ ምስራዝ ኣይፍቀድን

13 እቲ ጨረታ አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይካየድ

14 ሰዓራይ ከይኑ ዝተረከበ ተጫራታይ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ወይ መጓዓዝያ እቲ ዘሸነፎ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣታዊ ይገብር::

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344460058 ወይ 0344460173