የእምባ ኣላጀ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ኣብቲ ጨረታ ክትሳተቱ እትደልዩ ኮንትራክተራት ካብ ዕለትቨ 30/1/2018 ዓም 09/2/2018 ዓም ዘይምለስ ብር 500 ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣለጀ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳርን ንብረትን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ እንዓደምና

2 ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ናይ 2017 ዓም ወይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ቫት ተምዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ነሐሰ 2017 ዓም ወይ ምስከረም 2018 ዓም ዲክለር መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ መቅረባይነት ናይ 2017 ዓም ወይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

6 2017 ወይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ናይ ስራሕ ተኮናተራይነት ከቅርብ ዝክእል

7 ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ዝክእል ስራሕ ተኮናተራይ ብናይ ኮንስትራክሽን ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ከምዝሐዘ ዝኮነ

8 ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒን ናይ መወዳደሪ ዋጋ ወይ ከዓ ፋይናንሻል ዝቅርብ እንትኮን ብተወሳኪ ድማ ሐደ ኦርጅናልን ክልተ ኮፒ ቴክኒካል ዝቅርብ ምካኑ እናገለፅና በበይነም ተዓሺጎም መሊስካ ኩሎም ኣብ ሐደ ዓብይ መዓሺጊ ተዓሺጉ ዝቀርብ ምካኑ ብምግላፅ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረታ ፊርማን ማህተምን ክዓርፎ አለዎ

9 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ንተከታታሊ 10 መዓልቲታት ይከዉን

10 ኣብቲ ጨረታ ክሳተፉ ዝክእሉ ስራሕ ተኮናተራይ ብናይ ኮንስትራክሽን ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 8 ልዕሊኡን ዝሐዘ ክከዉን አለዎ

11 መክበሪ ጨረታ ብር 150000 ብስፒኦ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ከቅርብ ዝክእል

12 እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/2/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይከፈት

13 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937097238