የትግራይ ክልል ኮንስራክሽን መንገድ ትራንሰፖርት ቢሮ

ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቀሕታት ከማልኡ አለዎም

  1. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
  2. ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ ወረቀት ምዝገባ ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ
  3. ወረቀት ምዝገባ መቅረባይነትን
  4. ናይ ሰራሕተኛታት ተኮናተርቲ ዝተዉሃበ ምዝገባ ካርዲ
  5. መረዳእታ መቀረባይነት ከቅርቡ ዝክእሉ
  6. Â ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነትን ከቅርቡ ዝክእሉ
  7. ዉሕስና ጨረታ ብቤሄራዊ ባንኪ ኢትዮዽያ ካብ ዝተፈቀደሎም ዝረፈለጡ ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ባንኪ ወይዉን ናይ ገንዘብ ክፍሊ መአዘዚ ሲፒኦ ንነፍስወከፍ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፕሮጀክት 250,000(ክልተ ሚኢትን ሓምሳን ሺሕ) ቅርሺ ንቁሺት ብሄርብሄረሰባት ድማ 110,000 (ሓደ ሚኢትን ዓሰርትን ሺሕ) ቅርሺ ከቅርቡ አለዎም
  8. ተጫረቲ ናይቲ ዝጨረትሉ ስራሕቲ ቦታ ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ንነፍስወከፍ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፕሮጀክት አብ ዉሽጢ 540 መዓልትታት ንቁሸት ብሄርብሄረሰባት ድማ ኣብ ዉሽጢ 240 ተከታተልቲ መዓልትታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚዞም ከረክቡ አለዎም Â

ንተወሳኪ ሓበሬታ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ክፍሊ ቁፅሪ 191 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408775 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል