ናብ ቤት ምኽሪ ንግዲ ማሕበር ዘፈራት
መቐለ
ዋኒኑ፡- ብዛዕባ ግልፂ ጨረታ ምልክታ ንክልጠፍ ምሕታት ይምልከት፡
ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ከም ዝተሓበረ ትካል ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ሃ/ሰላም ናይ 2017 ዓ/ም በጀት ዓመት ሎት 1. እስተሽነሪን፣ ኤሌክትሮኒክስን ሎት 2. ኮንስትራክሽን፣ ፈረንቸርን፣ ጀነሬተርን ሎት 3. ፅሬትን፣ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ዕድጊት ክንፍፅም ስለ ዝደለና እዚ ግልፂ ጨረታ ኣብ ቤት ምኽሪ ንግዲ ማሕበር ዘፈራት ካብ ዕለት 24/08/2017 ዓ/ም ክሳብ 08/09/2017 ዓ/ም እቲ ዝልጠፍ 1 ገፅ ዝሓዘ ንሓትት።
ሰልክ ቁፅሪ 0975390390