ምልክታ ፕሮፎርማ መጋቢት - 2016 ዓ.ም
ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር አቑሑት ካብ ናይ UIDP በጀት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
十中 | ዝርዝር መገሰፂ | ስፐስፌኬሽን | መዐቀኒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | ||
---|---|---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳን | ብር | ሳን | |||||
1 | Presidential table import wood | 2400W*110 0D*76H mm | ቁፅሪ | 2 |
በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
- በቲ ዘርፊ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ዝተሓደሰ መቕረባይነት ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡
- ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቲን ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡
- ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ሓበራዊ ህንፃ 1 ደብሪ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ካብ ዕለት 25/7/2016 ብምውሳድ ዋጋ መሊእኹም ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ዕለት 27/7/2016 ስዓት 4፡00 ናብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 59 ዝተዳለወ ሳፁን ኣታዊ ክትገብሩ ትኽእሉ፡፡ እቲ ፕሮፎርማ ስዓት 9፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 9፡30 ይኸፈት፡፡
- እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7' ናይ ስራሕ መዓልቲ ዋጋ ፀኒዑ
- ዝፀንሕ ይኸውን፣
- ስዓራይ ምዃንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ እቲ ንብረት በቲ ዝወፀ መዐቀኒ ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ ዘቕርብ፡፡
- እቲ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ መቕረባይን ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፡፡
- ቢሮና እቲ ፕሮፎርማ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-01-29 ምሕታት ይከኣል፡፡