የትግራይ ክልል ኮንስራክሽን መንገድ ትራንሰፖርት ቢሮ

ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ስዒቦም ዝተገለፁ ረቀሕታት ከማልኡ አለዎም

  1. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ
  2. Â ወረቀት ምስክር ምዝገባ ንግዲ
  3. Â ወረቀት ምዝገባ ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ
  4. ወረቀት ምዝገባ መቅረባይነትንÂ
  5. Â ናይ ሰራሕተኛታት ተኮናተርቲ Â ዝተዉሃበ ምዝገባ ካርዲ
  6. Â ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፀብፃብ ዝገበርሉ መረዳእታን መለለዩ ቁፅሪ ግብሪ ከፋላይነትን ከቅርቡ ዝክእሉ
  7. Â ኩሎም ተጫረቲ ካብ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ መጋቢት 8 2008 ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ክዕድጉ ይክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ኣብ ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጋዕዝያን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንንÂ ክፍሊ ቁፅሪ Â 191 ብኣካል ብምቅራብ ወይድማ ብስልኪ ቁፅሪ 0344408775 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል