የ ቃፍታ ሑመራ ወረዳ መንገድና ትራንስፖርት ኮንስትራክሽን ጽሕፈት ቤት

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ብቤት ፅሕፈት ልምዓት ደኣንት ደቀቅትን ኣናእሽተይን ሸንግዲ ትካላት ዝተወሃበ ብርኪ ትካል ምስክር ወረቀት

2 ንግዲ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ንግዲ ሽም ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ኮንስትራክሽን ማለት ተካናታራይነት ብቅዓት ምዝገባ ወረቀት ተመዝጋባይነት ከፋሊ ግብሪ

3 ናይ ወረቀት መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ተወሳኪ እሴት ታክስ 2012ዓ/ም ዝሓለፉ 3ተ ኣዋርሕ ማለት እዉን ጥሪ ለካቲትን መጋቢትን ምስክር ወረቀት ዘቅርቡ

4 መኸበሪ ጨረታ 10000.00 ቅርሺ ጥራሕ ብጥረ ገንዘብ ወይ ካብ ብሔራዊ ባንክ ኢ/ያ ወይ ካብ ዝተፈቀዶሎም ባንክታት ዝወሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ስፒኦ ከቅርብ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ፕሮጀክት ካብ ዝተረከብሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 240 መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚመም ከረክቡ ኣለዎም

6 ተጫረቲ ብቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን  ዝተዳለወ ጨረታ ሰነድ ቅዳሕ  ካብ 13/09/2012ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ቢሮ ቁፀሪ 03 ምዉሳድ ይክእሉ እዮም

7 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ክሳብ 03/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ብምእታዉ እቲ ጨረታ ዕለት 03/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 48 01 33