1 ከሚካላትን ናዉቲ ላባራቶሪ
2 ጉርዲ ፎቶ ግራፍ ማለት እዉን 3 x4 ምልዓል ኣብ 17 ጣብያታት እናተዘዋወርካ ምስኣል
3 ዝተፈላለዩ ኣዝርእቲ ዘርኢ መኖ ማለት እዉን ቀለብ እንስሳ
4 ብረታብረት ማለት እዉን ማዕፆን መስኮትን
5 ሑፃ ብሎኬት ፀፀር ስሚንቶ
6 ፈርኒቸር ዝኣመሳሰሉን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ተጫረቲ ከማልእዎም ዝግባእ ረቋሕታት
- ብቢ ዘፈር ንግዱ ዝምልከት ኮይኑ ናይ 2008 ን ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሰን ግብሪ ዝከፈለን
- ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበ ኮይኑ ናይ 2008 ዓም ወርሒ ሕዳር ሒሳብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት መቅረብቲ ምዝገባ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
- መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ነምበር ከቅርብ ዝክእል
- ተጫረቲ መክበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ 4000 ቅርሺ ብናይ ሲፒኦ ባንኪ ዝተረጋገፀ ወይድማ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
- ምልክታ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 25 ታሕሳስ 2008 ዓም ሰነድ ጨረታ ካበ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ክፍሊ ቁፅሪ 2 60 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ እቲ ጨረታ 12 ጥሪ 2008 ዓም ሰዓት 4፡ 00 ታዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
- ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዋና ቅዳሕን ንንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ብምጥቅላል ናብቲ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ኣለዎም። እቲ ፖስታ ናይ ተጫረቲ ሙሉእ ኣድራሻ ፣ማህተም ፣ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብቲ ጨረታ ክሳብ 20% ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕሉዉ እዩ
- እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342400403 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል