ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ን 2012 በጀት ዓመት ባይቶና መፅሓፍ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 22, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 22, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ሚኒባስ ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 18, 2012 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 20, 2012 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ፣ ጥዕና፣ ቲሓር፣ ሕርሻ ፣ ቤት ምኽሪ ፣ ስ/ሰርቪስ ፣ እቶት ፣ፖሊስ ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 18, 2012 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 20, 2012 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተማ ዓድግራት ኮይኑ ናይ ቀበሌ 04 05 ዝዳሎ ሰፈር ልምዓት ፕላን NDP ካብ ናይ መደበኛ በጀት ሓደ ኣማከርቲ ወይ ድማ consultant ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 30, 2012 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 30, 2012 11:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/

ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓዲግራት ነቲ ቤት ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል 1 ፓዉዛ ናይ ደገ መብራህቲ ዕድጊትን ፅገናን ናይ መብራህቲ ኣቅሑት ዕድጊትን ፣ 2 ናይ ኣዳራሽ ወንበር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 29, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 29, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ምግጣምን ፅገናን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

የትግራይ ክልል ግብርናና ገጠር ልማት ቢሮ (agriculture products)መገልገያ መሣሪያዎች በጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ ታኅሣሥ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 17, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 17, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን 1ይ ወያነ ክ/ከ/ከተማ ቤት ማዛጋጃ ዝርከብ ዝተፈላዩ ዘገልገሉ ዕንጨይቲ ክሸይጥ ስለዝድለየ ኣብቲ ዘርፊ ንዝተዋፈሩ ሕጋዉያን ነጋዶ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት ደኣንት ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 22, 2012 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 20, 2012 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝከዉን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ንምዕዳግ ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 18, 2012 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 18, 2012 11:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ናይ ፓትሮል ሞዴል 79 መኪና መፀገኒ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 17, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 18, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል /PERKINS/ ዝዓይነታ ጀነሬተር ብባዓል ሙያ ሰርቢስ ምግባርን ነታ ጀነሬተር ሰርቢስ መግበሪ ዝዉዕል ንብረትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 15, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 17, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 18, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ፅገና ማሽነሪ/