ቤት ማዛጋጃ ከተማ ኣብርሃ ወኣፅብሃ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንትካልና ግልጋሎት ዘውዕል ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 27, 2018 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 27, 2018 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቢሮ ሲቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዳይሮክቶሬት ዳይሬክተር ዕደጋ፣ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ዘገልገለ ንብረታት ብዘለውሉ ኩነታት ንደቐቕትን ኣናእሽተይን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 22, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 22, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራ ወንበርታ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መደበኛ በጀት ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 13, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 25, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 25, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ተከዘ ጥልቅ የዉሃ ጉደጋድ ቁፋሮ ሓ/የ/ዉል/ማሕበር ከዚህ በታች ያሉትን የመኪና መለዋወጫ እቃዎች በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ለመግዛት ስለፈለገ

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ጥር 12, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥር 16, 2018 10:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥር 16, 2018 11:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ምህዞን ክልል ትግራይ ናይ ያሪስ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 15, 2018 11:25 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 15, 2018 3:26 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ መኪና_ኣቁሑት ግልጋሎት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 14, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 15, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ናይ ግብርና መሬት ግሪን ሃውስ ሸድን ናይ መስኖ መልምዒን ብክረምታዊ ዝለምዕ መሬትን ብቅዓት ንዘለዎም ሰብ ሞያ ን3ተ ዓመት ከካርይ ለዝደለየ በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ክዕድም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 25, 2018 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 25, 2018 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ካብ ዘለዎም ህንፃ ሓደ ኣብ ታሕቲ /Graund/ ዝርከብ ናይ መኪና መሕደሪ ፓርኪንግ ቦታ ብሎክ ረ/ ኣወዳዲሩ ከካሪ ስለዝዳለ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 28, 2018 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 28, 2018 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ዓዲግራት ዮኒቨርሲቲ ለተማሪዎች ምግብ ኣገልግሎት የሚውል ጤፍና ሩዝ ግዥ (ለ3ኛ ግዜ የወጣ) 2018

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ጥር 12, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥር 19, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥር 19, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 200,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ብዝተረኸበ ሓገዝ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑ ብፕሮ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ጥሪ 12, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 15, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 16, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/