የመቀሌ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ፅ/ቤት በመቀለ ከተማ ክ/ከተማ ኵሓ ሎት 3 እና በክ/ከተማ ዓይደር ሎት 4 የሼድ ግንባታ ስራ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 17, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 4, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 4, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 150,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሐላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንተካልን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ረዉ ማተሪያልስ ማለት ጥረ ኣቅሑት ሐደ ከለር ማሰተር ባች ቢዚ ከለር : ክልተ ካልሸየም ካርቦኔት ሰለሰተ ለዉ ዴንስቲ ፖሊታይሊን ኤልድቢኤ: ኣርባዕተ ኦሌ ፕሮፊሊን ፒፒ ራፍያ : ሓሙሽተ ኦሌ ፕሮፊሊን ፒፒ ኮአቲንግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 17, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 10, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 10, 2018 4:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን መባእታዊ ሆስፒታል ዓዲ ዳዕሮ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ጋዛት ሐደ ኣክስጅን ጋዝ : ካርቦንድኦክሳይድ ጋዝ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 17, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 29, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲ ዳዕሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 29, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምምሕዳር ንወረዳ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ጥዕና ካብ ዝተመደበሎም ናይ ሰቆጣ ቃልኪዳን በጀት ናይ ጨቆዊት ግዝኢት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 17, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 30, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 30, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/

ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ነቲ ትካል ዘገልግሉ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ኢሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ሕትመት : ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 17, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 30, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዞባ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 30, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብር :ንሕትመት 5000 ብር : ንኤሌክትሮኒክስ 15000 ብር
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ካብ ቤትፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ ናብ ሽረን ማጨውን ዝኸዱ ኣጋይሽ ስለ ዘለዉ ናብዝን ዝተገለፃ ከተማታት ኣጋይሽ ኣብፂሐን ዝምለሳ ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ዝህባ መካይን ፕሮፎርማ ኣወዳዲርናናይ ሰረቪስ ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 16, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 21, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 21, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 16, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 18, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 19, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ድርጅታችን ሞገድ ኢንጅነሪንግ እና ኮንስትራክሽን ሃ/የ/ተ/ግ/ማህበር HDPE እና water drainage ሥራ ግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ መጋቢት 15, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 18, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 19, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/ ስራሕቲ ማይ/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ Construction Materials (ሮቶ ) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 16, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 17, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 19, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

Solidarites international Invitation to Tender for the Rehabilitation and Solarization of Simret Water Supply System -in Simret Kebelle, Rama Woreda, Central Zone, Tigray Region.

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 25th, March 2026 12:00 pm ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Thursday 16th, April 2026 5:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 30th of November -0001 12:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Electro-Mechanical Products and Services/ Water Well Drilling & Water System Installation/