ሰሜን ሪጅን ኢትዩ ቴሌኮም ለጀነሪተር አገልግሎት የሚዉል ዘይት / Lubricant Oil/ 15/40 ብግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 12, 2016 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 12, 2016 8:15 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ቤት ማዘጋጃ ከተማ መኮኒ ኣብ ከይዲ ስራሕ ጠቅላላ አገልግሎትን ፋይናንስን ምምሕደር አብ 2016 ዓም ኣብ ከተማ መኮኒ ፅሬት ስራሕቲ /ካብ ገዛ ንገዛን ጎደናታትን ትካላትን ጎሓፍ ምልዓል ድሬነጅ ፀረጋ ፋኛትራ ክፍቲ ቦታታትሐ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 17, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መኮኒ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 17, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 40,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ዋና ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ትግራይ ኣብ ናይ ናይ 2016 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈትና ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 13, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 13, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ናይ ህፃዉንቲ ምግቢ ብጨረታ አወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 5, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 14, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 14, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ 2016 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኣሌክትሮኒከስ: መሳርሒ ፅሕፈት : ስራሕቲ ግሪነሪን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእን ከስርሕን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 14, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 14, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ከተሙ ኣብያተ ፅሐፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት እሌክትሮኒስከ: ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ናይ ደገ መብራህትን : ሞተር ሳይክልን ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረከበ ሓገዝ ማለት እዉን UIDP በጀት መሰረተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 18, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 18, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፈይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንኣብያተ ፅሕፈት እታ ወረዳ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለየ ንብረት ማለት እዉን መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኮምፒተር ኣቅሑት መለዋወጢ ኮምፒተርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 13, 2016 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 13, 2016 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,100.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይጨዉ ዝኮነ ኣብ ቀበሌ 03 ዝርከብ ፍሉይ ሽሙ ጎሎ ፓርክ ተባሂሉ ዝፅዋዕ ናይ ሓምለዋይ ከባቢ ቦታ ሓፁር ንምስራሕ ንዚ ስራሕ ንምስራሕ ንደረጃ 8 ንደቀቅቲን BC/GC ኮንትራክተራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 4, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 24, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 24, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 110.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

የመቀሌ እቅድና ፋይናንስ ፅ/ቤት ለመቀለ ከተማ ሴክተር ፅህፈት ቤቶች አገልግሎት የሚዉሉ የተለያዩ ኣይነት የኤሌክትሮኒከስ እቃዎች ሞተር ሳይክሎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ኅዳር 3, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ኅዳር 18, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኅዳር 18, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምም/ር ፋይናንስን ከተማ ሃ/ሰላም ኣብ 2016 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ብምድብ መቂሉ/LOT / ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 18, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሃገረ ሰላም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 18, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/