ACSOT is a multi- sectoral consortium organization of 72 national and regional CSOS operating in Tigray. ACSOT would like to purchase Desktop computer, Printer and Minimedia Equipmentsfor its ESAP3 project.

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 05th, August 2024 12:00 pm (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 12th, August 2024 9:30 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 12th of August 2024 10:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20.000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Computer Sales and Accessories/ ICT Equipment’s / Electronic Equipment & Accessories/

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ እንትባላሸው ካብ ናይ ውሽጢ አይሲቲ ባዓል ሞያ ካብ ዓቅሚ ንላዕሊ ኾይኖም እትርከቡ ብናይ ደገ ባዓል ሞያ ንሓደ ዓመት በጀት ብኩንትራት ብፕሮፎርማ ሜላ ዕደጋ አወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ። በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም :-

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 1, 2016 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 1, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ናውቲ ቢሮ ዕገና ዘካይዱ ሰብ ሞያታት ብምዕዳም ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት (በጀት ዓመት 2017) ውዕሊ ብምእሳር ከስርሒ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 10, 2016 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 11, 2016 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ቀለም ፎቶ ኮፒን ፕሪንተርን መሊእኻ (Recycling) ኣብ ግልጋሎት ንምውዓል ዘካይዱ ዝምልከቶም ትካላት ብምዕዳም ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት (በጀት ዓመት 2017) ውዕለ ብምእሳር ከስርሒ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 10, 2016 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 11, 2016 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ 2017 ዓ/ም ንግልጋሎት ዝውዕል ኣጀንዳን መዘከርታ ደፍተርን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ በዚ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትጫረቱ እትደልዩ በቲ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቋሒታት መሰረት ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 8, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 8, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መላእ መነሃርያታትን ካብ ክልል ትግራይ ናብ ካልኦት ክልል ኮነ ናብ ኣዲስ ኣበባን ካብን ናብ ዝግበር ናይ ህዝቢ ትራንስፖርት ጉዕዞ ስርዓት ምምሕዳር ግልጋሎት ኢ- ቲኬቲንግ ግልጋሎት ዝህቡ ብቕዓት ዘለዎም ትካላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 17, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 17, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ማእከል ቤት ህንፀት ከተማ ዓዲግራት ዴስከ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ንተሃነፅቲ ምግቢ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 6, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 6, 2016 4:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2016 ዓም ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ሐደሽትን ናይ መኪና መለዋወጢ : ናይ ህንፃ መሳርሒ : ናይ ሻወር ትቦታት: ሰራሚክ : ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ ንብረታትን : ናይ ኣዳራሽ ትቦላሪ : ዓረቢታት ወዘተ ንብረታት ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 9, 2016 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 9, 2016 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ትዉዕል ክራይ መኪና ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ሐምሌ 26, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሐምሌ 30, 2016 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሐምሌ 30, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/