ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ናይ ጨርቃ ጨርቂ/መጋረጃ/ ኣወዳዲሩ ካስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 10, 2016 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 10, 2016 8:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መጋረጃን ምንፃፍን/

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ዝዉገዱ ዘገልገለ ንብረት ፅሕፈት መሳሪሒ ኤለክትሮኒክስጎማ ስፔር ፓርትን ቀወምቲ ንበረትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 16, 2016 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 17, 2016 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ሞተርሳይክል ስፔር ፓርት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 10, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 10, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ናይ ህንፃ ስራሕቲ መፀባበቂ ስራሕ ማለት መሬት ምንፃፍ :ናይ ላብራቶሮ መሳርሒ ኣቅሑትን : ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 19, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 19, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

ኣብ ቤት መዘጋጀ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ጎማን ባትሪን : ኣቅሑት መሳርሒ ህንፃ : ናዉቲ ኮንስተራክሽን ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 14, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 14, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረተ ልመዓት ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ኣብ ጣቢያ ሙሴን ሰድሪን ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ሸራሮ ዝኮነ ናይ ጎደና መብራህቲ ፅገና ንምስራሕ ፍልፍል በጀቱ ድማ ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ብደረጃ ወይ እዉን ብርኪ 8 ፍቃድ ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ናይ ኤሌክትሪክን ኤሌክትሮ መካኒካል ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 21, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 21, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 12,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 250.00
  • የጨረታ ምድብ ምግጣምን ፅገናን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ናይ UIIDP ጥሙር ዕድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስን ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 14, 2016 4:20 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 14, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስቲዩ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ ናይ ካዋሽ ዝተረከበ ሐገ ዝ ኣቅሑት ሳኒተሪ ክገዝእ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 14, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 14, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንኣበያተ ዕዩ ወረዳና ዘገልግሉ መሳርሒታት ህንፃ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒከስን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ሚያዝያ 7, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 16, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እምባ ኣላጀ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 16, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

በትግራይ ክልል ጠቅላይ ፍርድ ቤት ፍታብሄር ችሎት የመኪና ሽያጭ የጨረታ ማስታወቂያበትግራይ ክልል ጠቅላይ ፍርድ ቤት ፍታብሄር ችሎት የመኪና ሽያጭ የጨረታ ማስታወቂያ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ሚያዝያ 5, 2016 (ከ 2 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ግንቦት 6, 2016 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ግንቦት 6, 2016 5:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/