ትካልና ሂወት ሕርሻ መካናይዘሽን ሓላፍነቱ ዝ/ው/ማሕበር ኣብ መቐለ ክፍለ ከተማ ስሜን ላ ከባቢ ዝርከቡ ዝሃጠሩ እንስሳ/ከፍቲ/ ክሽይጥ ስለዝደለየ ክትረቱ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቐንታት ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሓምለ 20, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 25, 2016 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 25, 2016 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓተ እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ናይ መኪና መፀገኒ ዝከዉን ጋራጅን ንሞተር ብሽክሊታ ዝፅግን በዓል ሞያን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ከፀግን ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 28, 2016 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣፅቢ ወንበርታ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 28, 2016 5:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ባዕል ሞያ ሞተር ብሽክሊታ 10000 ቅርሺ : ንፅገና መኪና ጋራጅ 5000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ሎት ሐደ መሳርሒ ፅሕፈት : ሎት ክልተ መሳርሒ ሕትመት : ሎት ሰለሰተ ላፕቶፕ ኮምፒተር : ሎት ኣርባዕተ ሃንድ ዎሽ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 1, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 1, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ ጥዕና ዝዉዕል ናይ ሕክምና ናዉቲን : መገልገሊ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 3, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 3, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ ፡ ሚዲካል ንላብራቶሪ ኣቅሑት ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ኤሌክትሮኒክስን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 19, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 2, 2016 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 2, 2016 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 : ንኤሌክተሮኒከስ 1500 : ንኣቅሑት ቤተ ፈተነ 5000 : ንላብራቶሪ ኣቅሑት 10000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ናይ 2017 በጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ ሚኢቲ ንስራሕቲ ዉሽጣ ዉሽጢ መንገድ ዝዉዕል ዝተመረፀ ሓመድ ንካምርት Dosan excavator ን100 ስዓት ተካርዩ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከምርቲ ስለ ዝደሊ በዚ መሰረት ኣብ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ዝተሰማረኹም ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 27, 2016 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እንደርታ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 27, 2016 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,100.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/

ሓላ/ዝተ/ መሰረታዊ ማ/ሕ/ስ ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ብኣቆፃፅራ ፈረንጂ ካብ July 01-2022 ክሳብ ዕለት Jun 30-2024(ካብ 2015 ክሳብ 2016 ክልተ በጀት ዓመት) ዘሎ ምንቅስቃስ ሒሳብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሓምለ 18, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 24, 2016 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 24, 2016 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/

ኮሚሽን ሓርበኛታት ትግራይ ፀረ ባልዕ ናይ ቱካን ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክነፅግ ይደሊ። ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቛሒ ክተማልኡ ይግባእ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 27, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 27, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20 000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ፀረ ባልዕን ነፍሳትን/

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኣባላት ነጋዶ መለለዪ መንነት ሕትመት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ረቛሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 18, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 18, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ትርጉምን ፅሑፉን ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ዉዕል ኣሲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 17, 2016 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 19, 2016 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 19, 2016 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ቋንቋ ትርጉም /