ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ፕሪንተር ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 11, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም መስከረም 25, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም መስከረም 25, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2 %
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ቀለብ ዝውዕል ጣፍ ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣሪቱ ክገዝእ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 18, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ጎማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 18, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 29, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 29, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝውዕል ባኒ መን ኣሰራርሕኡን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ናይ ባኒ መሰንክቲ ግልጋሎት ኣሪቱ ከስርሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 18, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥቅምቲ 7, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ባትሪ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 18, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መስከረም 20, 2017 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 18, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መስከረም 21, 2017 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ድርጅታችን የኢትዮጵያ የባሕር ትራንስፖርት እና ሎጅስቲክስ የመቐለ ወደብና ተርሚናል ቅ/ፅ/ቤታችን ለ2017 በጄት ከተያዘ የማሽነሪዎች ዘይትና ቅባቶች ለማግኘት ስለፈለገ ማቅረብ የሚትችሉ ተጫራቾች ከታች ባለው ስንጠረዥ ሞልታችሁ እንድትልኩልን እንጠይቃለን፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ መስከረም 18, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ማክሰኞ -18, 1745 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ማክሰኞ -18, 1745 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቸለ ንውግኣት ተጋደልቲ ግን ዓይነቱን መጠነን ኣብ ዋጋ መትረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቐመጠ ኣትክልቲ ማለት 'ውን ቀይሕ ሽጉርቲ ፃዕዳ ሽጉርቲ ፣ ድንሽ፣ ኮሚደረ፣ ጎመንን ጉዕን ኣሜሪቲ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 18, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥቅምቲ 5, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ኮምፒተር መለዋወጢ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መስከረም 18, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መስከረም 29, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መስከረም 29, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ቀለብ ዝውዕል ዝርዝር መጠኑ ዓይነቱን ባልትና ማለት እውን በርበረን ሽሮንኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ኣሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡