መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት እውን ናይ መኪና መለዋወጢ እቕሑት ፣ ናይ ኤሌክትሪክ እቕሑት ፣ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ፣ ናይ ቢሮ ኣቕሑት /ፈርኒቸር ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቕሑትን ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 10, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 10, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ብቢ ሎቱ ይፈላለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንኹሓ ሆስፒታል ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣምብላንስ መኪና መቀያየሪ ኣቁሕት ተዘሪዚሩ ዘሎ ኣይነት ዕድጊት ንምፍፃም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ብዘርፍኸም ንዕድም ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 29, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 29, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ትግራይ ሎትይ ሐደ ዝተፈላለዩ ናይ ስራሕተኛታት ጥቅሚ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 1, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 1, 2017 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ አብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለየ ፈርኒቸር : ናይ መኪና ጎማ : መፀባበቂ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ትግራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 1, 2017 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 1, 2017 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 30, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 30, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት ን2017 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መዲካል ኢኮዩፕመንት ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ መጋቢት 18, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 3, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 3, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ትርጉም ፅሑፍ ኣወዳድሩ ግልጋሎት ክረክብ ይድሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 23, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 23, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ቋንቋ ትርጉም /

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ ፅገና ኣቑሑት ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ከትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 20, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 20, 2017 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ፈርንቸር ናይ መኪና ጎማ ፣መፀባበቂ ፣ኣቁሑትን ብብርኪ ክልል ትግራይ ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሚያዝያ 1, 2017 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሚያዝያ 1, 2017 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ኮሚሽን ፕላን ትግራይ ናይ ስፔርን ዘይትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 17, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 19, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 19, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/