ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ንናይ ቤት ፅሕፈት ብዝህነትን ርክብ ህዝብታትን ትግራይ ብናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እትህብ ሃይለኩስ መኪና ሞዴል Lan 25 ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 09:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሐተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቂስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 06:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 06:20 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ከተማ መቐለ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት ን2017 6311 ተሽከከርከርቲ ኣወዳዲሩ ክግዝአ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 11:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ.ም ንኣብ ውሽጢ ፖሊስ ቤት ፅሐፈት ንዝርከቡ ተጠርጠርቲ ግልጋሎት ዝውዕል ደረቕ ባኒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 24, 2017 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

የትግራይ ክልል ከፍተኛ ፍርድ ቤት የቤት የሐራጅ ሽያጭ ማስታወቂያ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ ታኅሣሥ 7, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ማክሰኞ ታኅሣሥ 22, 2017 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ማክሰኞ ታኅሣሥ 22, 2017 05:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ/

Tigray Roads Authority Looks for design, consultancy, supervision, and contract administration for the construction of Rail Bridges and Special Bridges in two woredas, Asged,e and Raya Azebo

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 16th, December 2024 12:00 pm (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: Monday 13th, January 2025 9:30 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 13th of January 2025 10:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: Different per lot
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
  • የጨረታ ምድብ Road & Bridge Construction/

ኣብ ጊዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሪዝደንት ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረትን ምምሕዳር ግልጋሎት ንዝህቦም ቤት ፅሕፈታትን ካቢኔ ሲክተሪያትን ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 05:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 9, 2017 05:35 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ቢሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ ጂሴፍ ብዝተረከበ በጀት ወረዳ ፃዕዳ እምባ ጣብያ ሰንደዳ ፍሉይ ቦታ ተካ ተስፋይ ዝረገሐ ስራሕቲ መስተ ማይ ዋተር ሳፕላይ ሲስተም ኮንስተራክሽን ዝዉዕል ዕደጋ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ታሕሳስ 7, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጥሪ 9, 2017 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 500,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ናይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ማይ ፓንፕ ምስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 5, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 22, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 22, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,010.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት አቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓዴት ንዝተፈላዩ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 4, 2017 (ከ 1 ዓመት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 05:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2017 05:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: --
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/