ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ሰሜን ኣብ ክ/ከተማና ኣብያተ ፅሕፈት ንዝርከብ ዘገልገሉ ንብረታት ይወገደልና ኢሎም ዝላኣኩልና ዝተሰበረ ናይ ኤለክትሮኒክስ ናይ በርሚል ጎማን በርሚልሓፂንን ዝበሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጉንበት 18, 2017 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጉንበት 18, 2017 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ዝኸፈል ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳር ሒ ፣ ሓሸዋ ፣ ፀፀር ፣ ባሃርዛፍን ሲንጀር ሰፈይቲ መኪና ኤለክትሪካልን ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንህንፃ መሳርሒ 3000 ብር ንስጀር 2000 ብር
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሬክተር ዕደጋ ንፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ጎማ መስዋወጢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 7, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ጉንበት 16, 2017 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ -18, 1745 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያ ዕድል ስራሕ ፈጠራን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓ/ም ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅገና ብባዓል ሞያ ክነፀግን ስለ ንደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ ንዝተፈላለዩ ክፋል ሕ/ሰብ ግልጋሎት ዝዉዕል 1. ናይ ምግቢ እታወታት( ናይ ፊኖ ሕሩጭን ካልኦት ናይ ምግቢ እታወታትን) 2. ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3. ግልጋሎት ምኽሪ(መፅናዕቲ) ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጉንበት 7, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጉንበት 13, 2017 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ/ ሌጋል ኮንሳልታንሲይ/ ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ምልክታ ምንዋሕ ግልፂ ጨረታ አብ ዋኒኑ ከምዝተገለፀ ዝተፈላለየ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ :ናዉቲ ፈርኒቸር :ሞተርን ሳይክልን : ናይ ማሽን ኪራይ ስራሕቲ ንከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቤት መዘጋጃ አጠቃቅማን ምምሕዳር ምርግጋፅ መሬት ትሕዝቶ ካደስተርን አገልግሎት ዝዉዕል ናዉቲ አቅሑትን ግልጋሎት ማሽን ኪራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም በዚ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንብረት ክዕድግን ብማሽን ኪራይ አገልግሎት ክረክብ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጉንበት 12, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ማሽነሪ ክራይ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ኣርኣያ ካሕሱ ናይ 2017 ዓም ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ናዉቲ ህክምናን ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጉንበት 22, 2017 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንኤሌክትሮኒክስን 10000 : ናዉቲ ህክምናን 3000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ሰየምቲ ኣድያቦ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እንስሳ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 05:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 05:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ጋንታ ኣፈሹም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዝዉገድ ንብረት ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጉንበት 8, 2017 ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ጋንታ አፈሹም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጉንበት 25, 2017 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

Mums for Mums Invitation to qualified bidders he Disposal Of Different Materials

  • የተለቀቀበት ቀን: Wednesday 14th, May 2025 12:00 pm ( ከ 10 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Saturday 17th, May 2025 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Saturday 17th of May 2025 10:15 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ Other Sale/ Used Items Sale/