ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ናይ ኮንስትራክሽን ማቴራያል ኣቑሑት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 16, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 17, 2017 4:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 5 ወረዳታት ትግራይ (እንዳ መኾኒ መስዋእቲ ከተማ ሳምረ፣ ከተማ ኣዕቢ፣ ዓድዋ ይሓ፣ ናዕዴር ማህበረ ዴጎ) ንምድላው ምጥን ምግቢ ዘገልግላ መጥሓናት (መሕን) ብልሽት ስለዝበፅሐን ዝምልከቶም ሰብ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቛሒታት እተማልኡ ሞያታት ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ፣፣

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 23, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 23, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10.000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ 4 ወረዳታት ትግራይ (ማይጨው፣ ኣዕቢ፣ ዓድዋን ናዕዴርን) ዝርከቡ ማሕበረሰብ ተጠቃሚ ንምግባር ቀለብ ደራሆ (Complementary Feed) ዝምልከቶም ትካላት ብምዕዳም ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 28, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 29, 2017 4:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ንግስተ ሳባ ዓድዋ ን2018 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንምምህር ምስትምሃር ዝዉዕል ዝተፈላለየ ናይ ኣቅሑት ህንፃ መሳርሒ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 30, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 30, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ንካልኣይ ግዝ ዝወፀ ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዘገልገሉ ንብረታት ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 14, 2017 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 17, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 17, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 400.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

የሰሜን ሪጅን የመ/ሠ/ማ/ዋ/አስተዳደር ጽ/ቤት ለ2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ለሪጅኑ አገልግሎት የሚውሉ ንብረቶችን ለምሳሌ ተሽከርካሪ ወንበር፣ አግድም ወንበር፣ የፕሪንተር ቀለም፣ የተለያዩ ወንበሮች፣ የመኪና ጎማ፣ የመኪና ባትሪ፣ ጫማ፣ የሞተር ዘይት፣ የጽዳት ዕቃዎች እና የስቴሽነሪ /የጽህፈት መሳሪያዎች/ ዕቃዎችን አወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ነሐሴ 13, 2017 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሐሴ 28, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሐሴ 28, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርምም/ርን ንፕረስ ሴክሬታርያትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቕሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 13, 2017 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 16, 2017 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 16, 2017 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

Ethiopian Catholic Church-Social and Development Commission Adigrat Branch (ECC-SDCOAdB), in partnership with UNICEF-MCF, is seeking bids for vehicle rental and require two (2) hardtop and three (3) double-cabin vehicles to support "Unlocking the Potential of Ethiopia's Conflict-Affected Youth in Tigray" project.

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 19th, August 2025 12:00 pm ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Wednesday 27th, August 2025 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Adigrat
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Wednesday 27th of August 2025 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ Vehicle Rent/

ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2018 ዓ/ም ንቐለብ ተምሃሮ ዝውዕሉ ኣትክልትን ፍራምረን፡ ፊና፡ ጥራምረ ምግብን ቅብኣትን፡ ዛላ በርበረን እንቁላሊሕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 13, 2017 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 28, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 28, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2018 ዓ/ም ንቐለብ ተምሃሮ ዝውዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን ናይ ፅርየት ኣቑሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 13, 2017 ( ከ 8 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 28, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 28, 2017 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/