ኮሌጅ ንግስተ ሳባ ቴክኒክን ሙያ ዓድዋ ኣብ ኮሌጁ ንዝርከብ ናይ ምምሃርን ምስትምሃርን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ኤሌክትሮኒክስ : ህንፃ መሳርሒ: ኤሌክርቲክ ኢንዱስትሪን አቐሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 24, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 4, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓድዋ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ንኤጀንሲ ማዕድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ንባዪ ፊዩል ናይ ስርፀትን ምርምርን ስራሕቲ ቴክኖሎጂ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደልይ ብዘርፉ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኮነኩም ክትወዳደሩ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ ሕዳር 23, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 29, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን/ ህንፃ መሳርሒ/

ለትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት ቤቶች ልማት ኤጀንሲ አገልግሎት የሚዉሉ የኮንስትራክሽን የኤሌክትሪክና የሳኒተሪ እቃዎች እንዲሁም ለተለያዩ ለተሽከርካሪዎች አገልግሎት የሚዉል መለዋወጫና የፅሕፈት መሳሪዎች ተጫራቾችን በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል ስለዚህ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ኅዳር 23, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 6, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜ 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን/ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ሆስፒታል ኮረም ንሆስፒታል ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ናዉቲ ሕክምና መድሓኒትን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብዉሱን ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ዝስዕብ መምሪሒ መሰረት ኣማሊኩም ንክተቀርቡ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 20, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 28, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኮረም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕክምና ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም አብ ወረዳና ንዝርከብ ቤት ፅሕፈታት ዘድልይን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሕተመት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት :ፈርኒቸር /Fabricated/ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 1, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፈርኒቸር/ ስራሕቲ ሕትመት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ማ/ም/ሕ /አበርገለ አብ 2007 ዓመት ንዝተፈላለዩ ንምርምር ዘገልገሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ : ዝተፈላለዩ ናይ ምርምር መሳርሔታት : ናይ እንስሳ መድሓኒት ፀረ- ባልዕ ከሚካልን : ናይ ላብራቶሪ መሳርሕታት : ናይ እንስሳ ቀለብ : ዝተፈላለዩ ናዉትን መሳርሕን : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት : ዝተፈላለዩ ፅ/መሳርሕ : ፅሬት መሳርሒ : ሕትመትን :

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 19, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 8, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን/ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ሕክምና ኣቁሑት/ ስራሕቲ ሕትመት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ናይ ሆዝ ሞዲፊኬሽን ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ :: ስለዚ ክጫረቱ ዝደሊዩ ተጫረቲ በዚ ቀፂሉ ተዘርዚሩ ብዘሎ መሰረት ክወዳደሩ ዝክእሉ ምኮኖም ንሕብር::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 18, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 23, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ

ኢንተርፕይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2007 ዓመት ንዘካይዶም ና መንገዲ ህንፀትን ፅገና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዘለዎም ቱቦ ብግለፂ ጨረታ ብምዉድዳር ከምርት ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 18, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 3, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን/

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሸልፍ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 18, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 30, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፈርኒቸር/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ገንዘብ መቐመጢ ካዝና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (ከ 11 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 24, 2007 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል /