ግልፂ ሊዝ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አጠቃቅማን ትሕዝቶ መሬትን ካዳስተር ሽረ እንዳስላሴ 114 ፕሎት መንብሪ 27 ፕሎት ድርጅት ብድምር 141 ፕሎታት ናብ ተቃሚ ብሊ ጨረታ ከመሓላልፍ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መስከረም 21, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 29, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 29, 2018 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: --
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/

ኣብ በጀት 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ፋይናንስን ምምሕዳርን ወረዳ እንደርታ ንስራሕቲ ኣብያት ፅሕፈት

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 20, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 23, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 23, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ናይ መኪና ጉልበት ጋራጅን 5000 : ናይ ሞተር ሳይክል ጉልበት 3000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ሞተርሳይክል/ ፅገና ተሽከርካሪ/

Ethiopian Catholic Church Dioces of Adigrat Wukro St.Mary's College in collaboration Ethiopian Catholic Church Social development office of Adigrat for UNICEF-MCF ADCS youth Program is announcing an open bid on purchasing for Chicken feed and poultry Materials and Equipment.

  • የተለቀቀበት ቀን: Tuesday 30th, September 2025 12:00 pm ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Monday 13th, October 2025 10:00 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 13th of October 2025 10:30 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 100,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ Agricultural Services/ Agricultural Machinery and tools/ Poultry, Bee & Animal Husbandry/

መቐለ ዩኒቨርሲቲ ለተማሪዎች አገልግሎት የሚውል የተፈጨ በርበሬና ቅመማ ቅመም ግዥ መፈፀም ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰኞ መስከረም 19, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 20, 2018 7:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 20, 2018 7:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ኣክሱም ዩኒቨርስቲ የተሽከርካሪዎች መለዋወጫ እቃዎች መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ መስከረም 20, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 21, 2018 3:05 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 21, 2018 3:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ብዘት ን2018 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፈርኒቸር :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ደገ መብራህቲን ኣምቦልን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ መስከረም 19, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 29, 2018 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 29, 2018 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ንኣቅሑት ፈርኒቸር 10000 ብር :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 10000 ብር : ንናይ ደገ መብራህቲን ኣምቦልን 16000 ብር
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ KFW ብዝረከቦ በጀት ንዝተፈላለዩ ከተማታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ መካኒካል ዕድጊት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት መስከረም 18, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 4, 2018 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 4, 2018 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 150,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 600.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕደጋ ዓርቢ ንከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ደገ መብራህቲ ማለት እዉን ባዉዛ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሰንበት መስከረም 18, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 22, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ዓርቢ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 22, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ሀሴት ሪልስቴት ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቀለ ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 17 ንዝሃንፆ ናይ መንበርን ንግድን ኣባይቲ ናይ ጫማ፡ኮለን እና ሸርዎል(Footing pad, Foundation column & shear wall) ፎርም ዎርክን ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሸን ፍቃድ ደረጃ BC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ዘለዎም ስራሕ ተኮናተርቲ ዝኮኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መስከረም 16, 2018 ( ከ 7 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 20, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 20, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 30,000
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/