ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝተፈላለዩ ጋብዩናት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 25, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 7, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 7, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሕዳር 25, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 7, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 7, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ደገጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብቲ ቢሮ ንመካይን መፅለሊ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓም ክስራሕ መደብ ተታሒዙ ኣሎ በዚ መሰረት ድማ ኣብቲ ዝከየድ ጨረታ ንክትሳተፉ እትደልዩ ስራሕ ተኮናተርቲ BC /GC 8 ን ልዕሊኡን ፍቃድ ዘለኩም ክትሳተፉ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 24, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 20, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 20, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 60,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንተወዳደርቲ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 24, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 12, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ FSR መለዋወጢ ኣቅሓ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ዓ/ዓዲ ሆስፒታል ካብዚ ዝተጠቐሰ መድሓኒት ናዉቲ ሕክምና ብዉሱን ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 6, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 6, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

አብ አጎላዕ ዝርከብ ናይ ቴሌቶን ኮሚቴ ካብ ሕሰብ ዝኣከቦ ገንዘብ ተወሳኪ ህንፃ አብ ኣጉላዕ ከተማ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንምህናፅ ተደሊዩ ኣሎ በዚ መሰረት አብ 2008 ዓ/ም ጠቅላላ ሰረቱን ናይ መጀመሪያ ሶላታ/slab/ ምስ መወዳእታ ስራሕቲ(finishing) ንመጀመሪያ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣጉላዕ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ቤት ትምህርቲ መሰናድኦ ኢያሱ በርሀ ከተማ አላማጣ ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ናይ ቤተ ፈተነ ኬሚካላትን ኣቁሑትን፣ ናይ ቤተ ንባብ መፃሕፍቲ ፣ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ናይ IT ኣቁሑት ኣጫሪቱ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክገዝእ ስለዝደለየ እዚ ዝስዕብ ረቀሒ እተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 4, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 5, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኬሚካልን ሪኤጀንት/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2008 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት መሳርሒ ፅሕፈት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን፣ ፎቶ ካሜራ ፣ብቦጥ ማይ ናብ ጣብያ ምጉዕዓዝን፣ ዘርእን እንትኮኑ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን ከስርሕን የደሊ በዚመሰረት ቀፂሎም ዝግለፁ ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 23, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ታሕሳስ 11, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታሕሳስ 11, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/