ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ካብ ኤስኤልኤም ዝተረከበ በጀት ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ግልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 21, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 26, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቃፍታ ሑመራ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 27, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ ንቢሮ ስራሕቲ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ቀወምትን ሃለቅትን ናዉቲ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 19, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 24, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 24, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ዝስዕቡ ናይ መካዝን ኣቁሑ(Scooping Materials & Bench) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 19, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 3, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 3, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑ(Electronics Materials) ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 19, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 3, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 3, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ልምዓት ሕርሻን ገጠርን እዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑት ማለት እዉን ግልጋሎት ካፍቴርያ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ላስቲክ ገመድ ፣ፀባ መድሐዚ፣ ናዉቲ ግልጋሎት መራብሒ ዓሳ፣ ናዉቲ ግልጋሎት መራብሒ ንህቢ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥሪ 19, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 3, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 3, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስነ ወረዳ ኣሕፈሮም አብቲ ወረዳ ንዝሳለጡ መሰረት ልምዓት መሳለጢ ዝዉዕል ካብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ እንትጮ ስሚንቶ ከጓዓዕዝ ስለዝደለየ ዝምልከተኩም ሕጋዉያን ነጋዶ ወይ ሰብ ደረቅ ፅዕነት መካይን ንክትጫረቱ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 18, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 3, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣሕፈሮም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 3, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ፅሬት ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 18, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 2, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 2, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 10.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንወረዳና ሕ/ገ/ልምዓትን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 18, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 3, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 3, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ፕላንን ፋይናንስን ወረዳ ክልተ ኣዉላዕሎ ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንወረዳና ሕ/ገ/ልምዓትን ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳት መኖን ዘርኢን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 18, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 3, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ክልተ ኣዉላዕሎ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 3, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/

ኒዉ ሚለኒየም ኮሌጅ ናይ ፎቶ ኮፒ CANON 2420 ዝዓይነቱ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስልዝደለየ ዝስዕብ ረቀሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥሪ 18, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 27, 2008 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 27, 2008 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/