ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቁሑት ስፔር ፓርት ካብ ሕጋዉያን መቕረብቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ንክትጫረቱ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጉንበት 10, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጉንበት 10, 2008 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጉንበት 4, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጉንበት 4, 2008 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ትካልና ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ ምዕራባዊ ዞባ አስገደ ፅምብላ ኣብ ከባቢ ሜሊ ንዝሃንፃ ናይ ወርቂ ፕሮጀክት ናይ ኤሌክትሮ መካኒካል ሰራሐቲ አወዳዲሩ ብጨረታ ከስርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጉንበት 8, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጉንበት 8, 2008 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ንህወሓት ቤ/ፅሕፈት ዘገልግሉ ሐደሽትን ቀዋሚን ሃለቅትን ንብረት ኤሌክትሪክ ኣቁሑት :ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑ አወዳዲርና ክንገዝእን ክነስርሕን ስለዝደለና ነዙይ ክተቅርቡን ክትሰርሑን እትክእሉ ተጫረቲ በዚ ዝስዕብ ዝርዝር ረቋሒ መሰረት ክትጫረቱ ከምትኽእሉ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ሚያዝያ 28, 2008 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት እናሀቡ ዝነበሩ ግልጋሎት ዘይሃቡን ክዉገዱ ዝግብኦም ንብረታት ማለት እዉን ዝተፈላለዩ ናይ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ናይ ሕርሻ መሳርሕታት ሓፂነ መፂን ዕንፀይትን ዝተፋላለዩ ምሩፃት ዘርኢ ናይ ማይ መሳርሕታት ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጉንበት 1, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጉንበት 1, 2008 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2008 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ጉንበት 10, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ:
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ጉንበት 10, 2008 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲ ማይ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማእኸል ምርምር ሜካናይዜሽን ሕርሻ ኢነርጂ ገፀርን መቐለ ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጉንበት 5, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጉንበት 5, 2008 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ናይ ህነፃ መሳርሒ : ናይ ንህብን ናይ ምርምር ከፍቲ መሳርሒታት ን 2008 ዓም ብመደበኛን ምርምር ስርፀትን በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጉንበት 11, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጉንበት 11, 2008 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ማለት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትገዝእ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ሚያዝያ 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ጉንበት 5, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ጉንበት 5, 2008 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

የትግራይ ልማት ማህበር በመቀሌ ከተማ ማረሚያ ቤት ኣንድ ብሎክ የሳይንስ ቴክኖሎጂ ማእከል ማሰራት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳሜ ሚያዝያ 22, 2008 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰኞ ግንቦት 8, 2008 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰኞ ግንቦት 8, 2008 06:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/