ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ናይ ልምዓታዊ ሴፍትኔት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ን ፅሕፈት መሳሪሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 2, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 2, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ጣብያ ጥዕና መቐለ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ሕትመትን ፅሬት ቑሑትንብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 29, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2018 ዓ/ም በጀት ዓመት ንተምሃሮ ቀለብ ዝኸዉን እንቁላሊሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 8, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 8, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ/ ኣቅርቦት ምግቢ /

ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 27, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: -18, 1745 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናገዛ ኣቁሑት/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

The Tigray Roads Authority (TRA) invites eligible consulting firms to submit sealed bids for Road Construction Consultancy Services

  • የተለቀቀበት ቀን: Monday 03rd, November 2025 12:00 pm ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: Monday 01st, December 2025 9:30 am (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Monday 01st of December 2025 10:00 am
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: Different per lots
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 1,500.00
  • የጨረታ ምድብ Engineering Related Consultancy/

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮምፒተርን ፕሪንተርን ካልኦት ኤለክትሮኒክስ ኣቁሕትን ዝተፈላለዮ ሶፍት ዌራት ምፅዓንን ምፅጋንን ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 27, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 27, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/

ማይጨው ሕርሻ ፓሊ ቴክኒክ ኮለጅ ንናይ 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝህብ ናይ መካይን ጋራጅ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ከወዳድር ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 28, 2018 3:15 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 28, 2018 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ተሽከርካሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኲሓ ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ክ/ከተማና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ኣቑሑት ፅሕፈት መሳርሒ ብግልጺ ረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 29, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 29, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ዝዋንነተን ተሽከርከርቲ ጥሙር ዓጋቲ ፍጥነትን ሓባሪ ኣንፈትን (Speed Limiter Integrated with GPS) ንምግጣም ትካልና ስለ ዝደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ጥቅምቲ 29, 2018 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥቅምቲ 29, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንመዘናግኚ ማሕበር መንኣሳይ ክፍለ ከተማ ዓይደር ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ :ሙዚቃ መሳርሒ ኣቅሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሶኒ ጥቅምቲ 24, 2018 ( ከ 6 ወር)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 5, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 6, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/