ቤት ፅሕፈት ማይን ፈሳስን ከተማ ዳንሻ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ዓይነት ንብረት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ንክትሳተፉ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ጥቅምቲ 22, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 13, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዳንሻ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 13, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

በትግራይ ክልል ዞን ሰ/ምዕራብ ከተማ ሽራሮ ማዘጋጃ ቤት የተለያዩ የልማት ስራዎች ግልጋሎት የሚውል ሎደር በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ማክሰኞ ጥቅምት 20, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ኅዳር 6, 2011 6:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ኅዳር 6, 2011 6:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል አብ 2011 በጀት ዓመት ዝተበጀተልና በጀት መሰረት ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒታት ከም ቴንዲኖ፣ እስታፋ፣ ቆርቆሮ፣ ሲሚንቶ፣ ባህር ዛፍ፣ ብሎኬት፣ እምኒቃፀላ፣ፀሊም እምኒ፣ ፀፀር 002ን ሑፃን ግልጋሎት ዝዉዕሉ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 12, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 12, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መኽዝን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ቤት ፍረዲ ወረዳ ቆላ ተምቤን ንናይ ቤት ፍረዲ ሰራሕቲ መሳለጢ ዝውዕል 1 ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ አቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ክገዝእ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 2, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 3, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፍርዲ ወ/ጣ/ኣበርገለ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንናይ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 5, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ጣንቓ ኣበርገ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 5, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 40.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቑሑት ምድብ 1 ፅሕፈት መሳርሒ፣ ምድብ 2 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ:-

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 3, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 4, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ሆስፒታል ኩሓ ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል መደብ 1 መድሓኒትን ናውቲ ሕክምናን : መደብ 2 ዝተፈላለዩ ንሕሙማት ግልጋሎት ዝውዕሉ ጥረምረ (ጣፍ፣መኮረኒ፣ሩዝ፣ጨው፣በርበረን ንሕሙማት ዘገልግል ፃባ) : መደብ 3 ፅሬት መሳርሒ : መደብ 4 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 10, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 10, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ናይ ጨረታ ዙር 73፣ ዓይነት ጨረታ መደበኛ ፣ ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ምልማዕ መሬት ምሕደራን ከተማ ዓዲግራት ናይ ከተማና ኮታ ብሊዝ ስለምሓዝ ብዝደንጎጎ ኣዋጅ 721/2004 ዓንቀፅ 8ተ ንመንበሪ ንንግዲ ወዘተ ዝተዳለወ ቦታ ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከመሓላልፍ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ጥቅምቲ 21, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሕዳር 5, 2011 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓዲግራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሕዳር 5, 2011 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መሬትን ሊዝን/