አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምናን ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 09:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 12, 2011 09:45 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 16,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓብይ ዓዲ ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ሃለቕቲ ቀወምትን ንብረት ናይ ቤት ፅሕፈት መሳርሒን ፅሬት ኣቁሑትን : ንዝተፈላለዩ ዲፓርትመንት ህንፃ መሳርሒን ፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ዲፓርትመንትን፣ ንኣገልግሎት ዝውዕል ኮምፒዩተር፣ ናይ ቢሮ ደረቅ ወንበርን፣ ሸራተን ወንበርን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሕዳር 28, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 08:45 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

Pathfinder International Ethiopia (PI/E) with consortium partner organizations currently runs Transformer Primary health care project in four regions of Ethiopia one of which is Tigray. This program dedicated to provide high quality productive, health family planning maternal and newborn child health services that improve the lives of women children in Ethiopia

  • የተለቀቀበት ቀን: Thursday 06th, December 2018 6:00 pm (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: Tuesday 11th, December 2018 4:00 pm (ተዘጋ)
  • ቦታ: Mekelle
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: Tuesday 11th of December 2018 4:30 pm
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ Stationery Supplies/

ኲሓ ሆስፒታል ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል መደብ 1- ና ኤሌክትሮኒክ መሳርሒ፣ ኮምፒተርን ኣይስቲን ኣክሰሰርን (ICT/ accessory ን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኲሓ ሆስፒታል ንሆስፒታልና ግልጋሎት ዝዉዕል መደብ 1- ና ኤሌክትሮኒክ መሳርሒ፣ ኮምፒተርን ኣይስቲን ኣክሰሰርን (ICT/ accessory ን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት ሕጋውያን ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኽብሪ ይዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ቀዳም ታሕሳስ 6, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኩሓ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ቀዳም ታሕሳስ 6, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ቤት ፍርዲ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ንዝተፈላለዩ ከይዲ ስራሕትታት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረታት ማለት ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከሐትምን ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣስገለ ፅምብላ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 18, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ናይ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ብወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ቤት ፍርዲ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፤ ፈርኒቸርን፤ ናይ ህንፃ ውሽጣዊ መሳርሕታትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሕንጣሎ ዋጅራት
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ ታሕሳስ 17, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማሕበራዊ ረደኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ቤት ትምህርቲ ናውቲ ኮምባይን ዴስክ ጠረጴዛን ወንበርን (Different size of school furniture) ምስራሕን ሰሪሕካ ድማ በቢወረድኡ ምጉዕዓዝ ትደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 05:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ታሕሳስ 16, 2011 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ማሕበራዊ ረደኤት ትግራይ (ማረት) ዝተፈለላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ (Stationary materials) ብጨረታ ኣወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 05:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ታሕሳስ 11, 2011 01:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/