ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገዲ መጋዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኮምፒተራትን ተዛመድትን ኣቅሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 20, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 20, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ቤት ፅሕፈት መንገድን ኮንስትራክሽንን መጋዓዝያን ወረዳ ክልተ ኣውላዕሎ ዝርከብ ከ/ስ/ህንፃን ዲዛይንን ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ውቅሮ ኣብ ጣብያ ደደቢት በዓል 2ተ ደብሪ ቤት ፅሕፈት ከስርሕ ስለዝደለየ ንኩሎም ደረጃ 8ተ ኣናእሽተይ ትካላት ንግዲ DC BC ፍቃድ ስራሕ ዘለኩም ኮንስትራክሽን ሕብረት ሽርክናን ውልቀን ክትጫረቱ ይዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 25, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 25, 2011 3:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

መቐለ ዓይነ ስውራን ሓዳሪ ቤት ት/ቲ 2011ዓ/ም ናይ ተምሃሮ ክዳን ብጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 12, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 12, 2011 4:01 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቢሮ ፀጥታን ምም/ርብ/ ክልል/መ/ትግራይ ን2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኣብያተ ህንፀት ዝተፈላለዩ ንብረት መሰልጠኒ ዝከውን ኣቅሐት ብግልፂ ጨረታ አወደዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 12, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 12, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ናይ 2011ዓ/ም ናይ ክ/ከተማና ሓምለዋይ ልምዓት /ግሪነሪ/ ስራሕቲ ንምስራሕ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 18, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 18, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 20,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/ ፍዮሪን ሆልቲካልቸር/ ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 19, 2011 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 19, 2011 4:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣጉላዕ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንትካሉ ዘገልግል ሞተር ሳይክል ክገዝእ ስለዝደለየ ኣብቲ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 16, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣጉላዕ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 17, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ን4ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ባህር ዛፍ ምስ መፅዓኒ መራገፊ መጓዓዓዚን ሓዊሱ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 9, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 9, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ኢንዳስትሪያል ማተሪያል ሓሸዋ እምኒ ፀፀር ምስ መፅዓኒ መራገፊ መጓዓዓዚን ሓዊሱ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 9, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 9, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ምም/ር ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ መጋቢት 4, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 6, 2011 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 6, 2011 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/