ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ዝክፈል ሚኒባስ ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 19, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 19, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 20, 2011 5:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 21, 2011 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማሕበርና መናእሰይ ትግራይ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ዝርከብ ደረጅኡ ዝሓለወ ንንግዲ ትካል ዝከውን ዝካረ ገዛ ስለዘሎ ብጨረታ ከካሪ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 22, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 22, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ትካልና ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ንዝርከቡ 8ተ ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ኣካል ጉድኣት ግንዛበ ዝፈጥራ ሚኒ ሚድያታት ንምጥያሽ ዝውዕል ወንበር /Guest chair/፣ ጠረጴዛ፣ ሸልፍን ፃዕዳ ሰሌዳን/White Board/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ንደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 24, 2011 2:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 24, 2011 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንናይ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝውዕል ሕትመት፤ ስቴሽነሪ፣ ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 28, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ማይጨዉ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 28, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፁ ናይ ማይ ትቦታትን መገጣጠሚታትን መሳርሕን ቆፀርትን ኮምፒተርን ፕሪንተርን ሳይክልን ፈርኒቸርን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 4, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 4, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ናይ ህንፃ ስራሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 22, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 22, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 22, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 23, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔርን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 19, 2011 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 19, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኮምፒተርን ቀለም ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 16, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 18, 2011 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 19, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/