ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ኣብ 2011ዓ/ም ንግልጋሎት ቤት ትምህርቲ ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ተምሃሮ መቀመጢ ወንበርን ጠረጴዛን መምህራን ሎከርን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥሪ 27, 2011 05:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ ጥሪ 27, 2011 05:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 03:31 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ ጥሪ 27, 2011 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ሲቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ዳ/ዳ/ዕ/ፋ/ም/ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ሲቪል ሰርቪስ ክ/ትግራይ ዳ/ዳ/ዕ/ፋ/ም/ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣብ ዮቴክ ህንፃን ዝርከብ ናይ ቢሮ ስቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ዘለው ንብረታት ናብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ከባቢ ዓዲ ሓቂ ፊት ንፊት ደደቢት ፍትሓዊ ልቃሕ ዝርከብ ህንፃ ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያን ናይ ጉልበት ሰራሕተኛታትን /መፅዓንን መውረድን/ ንምጉዕዓዝ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

በኤጀንሲ ማእድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዮ ጋዝ ፕሮግራም ማስተባበሪያ ዩኒት የሰርቲፊኬ ሕትመት ኣወዳድሮ ለማሰራት ይፈልጋል፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ኣርብ ጥር 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰኞ ጥር 27, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰኞ ጥር 27, 2011 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ኵሓ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደ/ኣንስትዮ ዝኮነ ቦታን ገዛን ኣፀጊና ሓፁር መከባቢያ ሓፂራን /ሰሪሓን/ ንዝተፈላለዩ ንግዲ ግልጋሎት ክተካሪ ትደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 06:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 10:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛ/ህንፃ ክራይ/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ኵሓ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ማሕበር ደ/ኣንስትዮ ትግራይ ክፍለ ከተማ ኵሓ ዝኾነ መከባበያ ብሽቦ ሓፁር ተጫረቲ ኣወዳዲራ ክተሕፅር ትደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 06:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 10:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 7%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ማሕበር ህንፀት ዎርክ ሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ማሕበርና ኣብ መቐለ ከተማ ብብረታ ብረት ዕንፀይትን ስራሕቲ /Metal and Wood work/ ተዋፊሩ ዝርከብ ሕጋዊ ማሕበር እዩ፤ ነዚ መሰረት ብምግባር መንግስቲ ናይ እቲ ማሕበር ኣገዳስነት ኣብ ግምት ብምእታው 122749 ካ.ሜ ዝስፍሓቱ ኣብ ዓይደር ክ/ከተማ ዓዲሕሩስ እናተብሃለ ኣብ ዝፅዋዕ ፍሉይ ሽሙ መሬት ሂቡና ናይ ገዛ ርእስና መስርሒ ቦታ ዎርክ ሾፕ እናሰራሕና ንርከብ፤ብምዃኑ ውን እቲ ህንፃ ተጀሚሩ ክሳብ ቢም ተኣሲሩን ተዛዚሙን ይርከብ፤በዚ መሰረት ተገይሩ ድማ እቲ ተጀሚሩ ዘሎ ህንፃ ክሳብ ሐዚ በፂሕዎ ዘሎ ደረጃ ማእከል ገይሩ ሓፈሻዊ ጉባኤ እቲ ማሕበር ኦዲት ክገብር ክምዘለዎ ወሲኑ እዩ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 08:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 10:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኣካውንቲን ተዛማድኡን/ ኦዲት ተዛማድኡን/