ማሕበር ልምዓት ትግራይ 2ተ ኣብ ፅቡቅ ደረጃ ዝርከባ ሚኒባስ ብምክራይ ኣብ ምሳሕ ሰዓት ጥራሕ ግልጋሎት ሰርቪስ ንሰራሕተኛታት ንምሃብ ናይ ሓደ ዓመት ውዕሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅ/ታ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ወልፊት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅ/ታ ግልጋሎት ዝውዕል ማንዋል ምርባሕ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 12, 2011 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቢሮ ትልምን ፋይናነስን ካብ ናይ ዩኒሴፍ በጀት ንዳ/ዳ ምድላው ክትትልን መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 09:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 10, 2011 09:30 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብ ዝ/ዩ ዓይነት ኮምፒተራር ፕሪንተራትን ሳይክላትን ካልኦት ዘገልገሉ ኣቅሑትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መጋቢት 16, 2011 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 1,500.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ንዝርከብ ማርታ መልጠኒ ማእከል ግልጋሎት ዝውዕል 01/ሓንቲ/ ናይ መብራህቲ ጀነሬተር ኣወዳዲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት ንክትወዳደሩ ትዕድም፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መጋቢት 13, 2011 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 40.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ላፕቶፕ፣ፕሪንተርን ዲስክቶፕን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንትጫረቱ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣጉላዕ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 26, 2011 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ኣጉላዕ ማይ ግልጋሎት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንትጫረቱ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 24, 2011 03:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣጉላዕ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 24, 2011 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርቲ ስልጠና መሓሪ ፀጋይ ኣፅቢ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣መሳርሒ ህንፃ፣ ፣መሳርሒ ዕንፀይቲ/መሳርሒ ጣውላ/፣ መለዋወጢ ኣቅሑ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 7, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መጋቢት 23, 2011 04:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መጋቢት 23, 2011 05:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

እንትጮ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት 2011 በጀት ዓመት ካብ ዘለና መደበኛ ሓፂር ስልጠና ንንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ሎት 1 ኣወቶሞቲቭ መሳርሒ ፣ ሎት 2 ህንፃ መሳርሒ፣ ሎት 3 ፅሕፈት መሳርሒ፣ ሎት 4 ኤሌክትሪክ፣ ሎት 5 ኤሌክትሮኒክስ፣ ሎት 6 ፕላምፒንግ ፣ ሎት 7 ጨርቃ ጨርቂ፣ ሎት 8 ሕትመት ኣብ 8ተ ሎት መቂሉ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕደጊት ክፍፅም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ መጋቢት 6, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: እንትጮ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/