ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ሕትመት፣ አቁሑት ፅሬት ፣ ኣንሶላን ፍራንሽን፣ ዕጥቂ ስፖርት: ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: በቢሎቱ ዝተፈላለየ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 60.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን /

ማሕበርና መናእሰይ ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣናእሽተይ መሳርሒ፣ ናይ ሕትመት መሳርሒታት ናይ መኪና ጎማን ብግልፂ ጨረታ አወዳደሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መጋቢት 23, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መጋቢት 23, 2011 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ሰፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሰብ መድሓኒት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 03:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 04:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ኤጀንሲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታን ርክብን ክልል ትግራይ ንዘለና ዝ/ዩ ናይ ኤጀንሲና ፋይል ካብኔትና በሪ ቁልፊ ንምቅያር፣ ምቅራፅን ናይ ጠረጴዛ ድሮወር ቁልፊ ምቅያርን ምፅጋን ንሰብ ሞያ ኣካላት ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 08:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 09:00 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/ ካልኦት ፅገና/

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ዝ/ዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ /ስፔር/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 11:25 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 11:26 ከሰአት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሞያ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ስፔር፣ ናይ ሕትመትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ መጋቢት 17, 2011 11:30 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ረቡዕ መጋቢት 18, 2011 03:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ናይ እንዳትሪያል ማተሪያል ናይ መፅዓኒ መራገፍን መጋዓዓዝን ሓዊሱ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ባህር ዛፍ ናይ መፅዓኒ መራገፍን መጋዓዓዝን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም መጋቢት 14, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 04:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/