ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንተምሃሮ ኣብ 2012 ዓ/ም ቀለብ ዝውዕል ቀዳማይ ደረጃ ፃዕዳ ጣፍ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 26, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 26, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ኣቅርቦት ምግቢ /

ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ዝ/ዩ ናይ ዴስክ ዝተሰባበሩ ሓፂን፣ ዝሰርሓ ቲርኮላታ፣ ዘገልገለ ባንኮንን ዘገልገላ PRT Computer ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ ስለዚ ክትጫረቱ እትድልዩ ነቲ ንብረት ብዓይኒ ብምርኣይ ብዝትዓሸገ ፖስታ ዋጋ ብምቅማጥ ክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 16, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 16, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኮሌጅ ትምህርቲ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ሞዴል ስካንያ ሞሮኮ ፖሎ F94 ኣውቶብስ ስርሓት ስዊድን መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 16, 2011 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 16, 2011 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ትካልና ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓ.ዝ.ው.ኩባንያ ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከባቢ ሜሊ ንዝሃነፆ ናይ ወርቂ መዓድን ግልጋሎት ትውዕል ሎደር ብግልፂ ጨረታ ቁፅሪ MGP/030/2019 ኣወዳዲርና ንሽድሽተ (6ተ) ኣዋርሕ ክንካረ ስለዝደለና ብቅዓት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 29, 2011 8:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 29, 2011 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ማሽነሪ ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ዳ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ንቤ ፅሕፈት ርእስ ምምሕዳር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኔትዎርክ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 15, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 15, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኤጀንሲ ልምዓት ኣናእሽተይን ማእከሎትን ማኑፋክቸሪንግ ኢንዳሰትሪ ክልል ትግራይ ናይ ሓለዋ ስራሕቲ፣ ናይ ፅሬት ስራሕቲ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ሓምለ 12, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 25, 2011 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 25, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 4,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራ ንሙሉእ ዓመት ዝፀንሕ ዝ/ዩ ዓይነታት ፅሑፋት ግልጋሎ ፎቶኮፒ ብፕሮፎርማ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ሓምለ 10, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሓምለ 12, 2011 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሓምለ 12, 2011 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ግራፊክስ ዲዛይን/

በኢትዮጵያ ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት አ/አ/ኤ/አ/ፕ ፅ/ቤት ስር ለሚሰሩ ሰራተኞች የሰርቪስ ኣገልግሎት የሚሰጥ ኮስተር ከ25-30 ሰራተኞችን የመጫን ኣቅም ያለው የትራስፖርት ተሽከርካሪ በጨረታ ኣወዳድሮ ኮንትራት መያዝ ይፈልጋል፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሮብ ሐምሌ 10, 2011 (ከ 7 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሐምሌ 18, 2011 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሐምሌ 18, 2011 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • የጨረታ ምድብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/