ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን 1ይ ወያነ ኣብ ክ/ከ/ከተማ ቤት መዘጋጃ ዝርከብ ዝተፈላለየ ዘገልገሉ ዕንጨይቲ ክሸይጥ ስለ ዝድለየ ኣብቲ ዘርፊ ንዝትዋፈሩ ሕጋውያን ነጋዶ ደቀቅትን ኣናእሽተይን ንግዲ ትካላት /ደኣንት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 18, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 24, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 24, 2011 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣዉቶሞቲቭ ፣ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ ኤሌክትሪክ ፣ መሳርሒ ህንፃን፣ ፈርኒቸርን ናይ መመረቂ ጋዉንን ብብርኪ ክልል ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 18, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜን 4, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 4, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለ ዝደለና ዝምልከተኩም ከትወዳደሩ ንዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 18, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 22, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 22, 2011 3:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ብሎኬት በዓል 20 ሳ.ሜ ( Hallow Block 20cmB) ምስ ትራንስፖርቱ ብጨረታ አወዳዲሩ ንምዕዳግ ትደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 18, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 30, 2011 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 1, 2011 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ኮርፓሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ናይ ZNA ዝዓይነተን ሞዴል 1033 UBX ዝኮና መካይን ሰርቪስ ኣወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 18, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 21, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 21, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳርን ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ዕዮና ዝዉዕል ካብዘኢ ንታሕቲ ዝተዘርፍዘሩ ኣቁሑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዱሩ ክገዝእ ይደሊ1 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣2 ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቱ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቁሑት፣ሎት ዝተፈላለዩ ኮምፒዩተርን ተዛመድትን ኣቑሑትን ናይ ፈርኒቸር ኣቁሑን ተገጣጠምቲ ክዕድግ ይደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 18, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: መስከረም 6, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መስከረም 7, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ዝሕተሙ ማንዋላት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ነሓሰ 18, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 21, 2011 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 21, 2011 10:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ነቲ ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን ፣ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ናይ ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑ ጀነሬተራት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜን 1, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 1, 2011 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን 2012 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ጎማ መኪናን መለዋወጢ ኣቁሑትን 4 ፎቶ ኮፒ ምርባሕን ምጠራዝን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሐ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጳጉሜን 1, 2011 6:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጳጉሜን 1, 2011 8:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ብዝርዝር ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ዓርቢ ነሓሰ 17, 2011 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ነሓሰ 20, 2011 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ነሓሰ 20, 2011 4:02 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/