ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2018 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ማለት እዉን ኮንስትራክሽን ህንፃ ሳኒተርን : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት :ናይ ጨርቂ : ናይ ኣዉቶ ስፔር :ናይ መኪና መለዋወጢ : ኣቅሑት ፅሬት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 14, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: መጋቢት 1, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: መጋቢት 1, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: ህንፃ ኤሌክተሮኒክስ ንፅሕፈት መሳርሒ 500000 ቅርሺ ንጨርቂ ሲነታይዘር 300000 ቅርሺ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ንአገልግሎት ዝዉዕል ናይ ደርሆ ምርባሕን ኣዕዋፍ ካብ ቃልኪዳን ስቆጣ ዲክላሪሽን ብዝረከቦ በጀት ናይ ዶሃን ዝዓይነትን ጮቃዊት 45 መዓልቲ ዝገበራ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 14, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 24, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 24, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 15,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓትን ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ እንስሳ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እንስሳ መድሓኒት ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም የካቲት 14, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 24, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 24, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 10,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/

የትግራይ ክልል ግብርናና ተፈጥሮ ሃብት ቢሮ በምግብ ስርዓት ማጠናከሪያ ፕሮግራም/ FSRP የበጀት ድጋፍ የተለያዩ home solar light ግዥ ለማካሄድ ስለሚፈልግ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 12, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 18, 2018 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 18, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ሙሉእ 1ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዝረ - ሰማእታት መሳርሒ ፅሕፈት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 12, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 14, 2018 8:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 14, 2018 8:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ዋኒኑ ከም ዝተሓበረ ሳምረ መባእታዊ ሆስፒታል ናይ ኣምቡላንስ ጎማ መኪና ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 12, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 22, 2018 11:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 22, 2018 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 5,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና መሳረሒ ኣቁሑትን ናይ መኪና ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ከዋዳድር ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 12, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 17, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 17, 2018 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ገዛ ኣቁሑት (Comping Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ፡፡

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 12, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 26, 2018 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 27, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ ማረት/ እዞም ዝስዕቡ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ( Sanitation Materials) ብጨረታ አወዳዲራ ንምዕዳግ ትደሊ።

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 12, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 26, 2018 5:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 27, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 2%
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

ተከዘ ዃዕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይ ሓላፍ/ዝተ/ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ

  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ የካቲት 12, 2018 ( ከ 4 ወር)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 25, 2018 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 26, 2018 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 3,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/