ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር መንገዲ ስራሕቲ ፕሮጀክት ኣብ መቀለ ከተማ ንዝስራሕ ዘሎ ኣስፋልት መንገዲ ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ንዉሓቱ 6ተ ሜትሮ ዝኾነ ፒቪሲ ፓይፕ ዲያሜትር 80 (PVC PIPE 80) በዝሒ 81 ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 15, 2012 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 15, 2012 4:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 50,000.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • የጨረታ ምድብ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ሓዉዜን ቴክኒክ ኮሌጅ ንትካልና ዘገልግል ናይ መኪና መፀገኒ ኣቅሑት ስፔር ፓርትስ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ንምዕዳግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 26, 2012 10:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 26, 2012 10:10 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቅዱስ ፍሬምናጦስ ኣባ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ቴራዞ በግልፅ ጨረታ ኣወዳድሮ መግዛት ይፈልጋል

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: የካቲት 2, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: የካቲት 2, 2012 4:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ተሽከርከርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 27, 2012 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 27, 2012 9:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ ባነር ሕትመትምሕታም ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሐትም ስለ ዝደሊ ሰለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 26, 2012 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 26, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 25, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 25, 2012 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ክልል ትግራይ ቀፂሉ ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 25, 2012 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 25, 2012 3:32 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንበዓል 11 የካቲት ድምቀት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 27, 2012 11:25 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 27, 2012 11:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

በኤጄንሲ ማዕድንና ኢነርጂ ክልል ትግራይ ባዮ ጋዝ ፕሮግራም ማስተባባሪያ ዩኒት የ መኪና ስፔር ፓርት በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ ለመግዛት ስለሚፈልግ ህጋዊ የሆናቹ ነጋዴዎች እንትወዳደሩ ይጋብዝል

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 26, 2012 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 27, 2012 9:00 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ንበዓል ለካቲት 11 ምክኒያት ብምግባር 60 ሰብ ዝሕዛ መኪና ኣዉቶብስን ናብ ዝተፈላዩ ትግራይ ቦታታትት ዑደት ንምግባር ሎቤድን ድማ ኣብ መቀለ ድማ ኣብ መቀለ ምርኢት ኤግዝቢሽን ንምጥቃምን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ግልጋሎት ንምርካብ ይደሊ ስለዚ አብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቋሒ ክተማልኡ ይግባእ

  • የተለቀቀበት ቀን: ቀዳም ጥሪ 23, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ጥሪ 27, 2012 11:30 ጥዋት (ተዘጋ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ጥሪ 27, 2012 3:30 ጥዋት
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • የጨረታ ምድብ ናይ ምልላይ ኣቁሑታት/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/