⚡ ፈጣን የአይአይ ማጠቃለያ
* መክበሪ ጨረታን ሰነድ ዋጋን፡ ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 20,000 ብ CPO ወይ ባንክ ጋራንቲ (Bank Guarantee) ዘቕርብ፤ ናይ ጨረታ ሰነድ ብብር 400 ምውሳድ ይከኣል።
* ዕለት ምውሳድን ምእታውን ሰነድ፡ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 18/02/2019 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዝውሰድ ኮይኑ፣ ክሳብ ዕለት 23/02/2019 ዓ/ም ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 3:30 ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ይኣቱ።
* ዕለት ምኽፋት ጨረታን ግዜ መፈፀምን፡ ጨረታ ብዕለት 23/02/2019 ዓ/ም ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከስቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት፤ እቲ ስራሕ ኣብ ውሽጢ 2 ወርሒ ክውዳእ ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ።
ምልክታ ግልፂ ጨረታ ሰራሕቲ ሳኒተሪ
ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክስዮን ማሕበር ኣብ ትግራይ ዘሎ ናይ መንበሪ ገዛን መስርሒ ቦታን ፀገማት ንምፍታሕን ነቲ ትሑት ኣታዊ ዘለዎ ናይ ሕብረተሰብ ክፍሊ ማእኸል ገይራ ኣብ ምንቅስቓስ እትርከብ ትካል እያ፡በዚ መሰረት ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ዓዲሓ ዓይደር ክ/ከተማ መቐለ G+4(LOፐ 4& 5) ንዓማዊል ንምርካብ መሉእ ናይ ሳኒተሪ ሰራሕቲ ክሳብ ፊቲንግ ምግጣም ክነስርሕ ሰለዝደለና ነዞም ዝስዕቡ ረቚሓታት ተማልኡ ፍቓድ ዘለኩም ተጫረቲክትሳተፉ ንዕድም።
1. ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ናይ ግብሪ ኸፋሊ መፍለይ ቲን፣ ፣ናይ ኮንስትራክሽን ምዝገባ ፍቓድ፣ ብቕዓት መረጋገፂ ቫት ምዝገባ ሰርቲፊኬት፣ከቕርብ ዝኽእል።
2. ተጫረቲ ናይ ጨረታመኽበሪ ብር 20,000 (ዒሰራ ሽሕ )(CPO፣Bank gurrante )ከቕርብ ይግባእ።
3. ተጫረቲ ናይ ብቕዓት መረጋገፂ ደረጃ ሽሞንተን ልዕሊሁን ዘለኩም ኣብ ተመሳሳሊ ሰራሕቲ ክልተ ፕሮጀክትን ልዕሊኡን ዝሰርሑ::
4. እቲ ሰራሕ ኣብ ክልተ ወርሒ ሰረሑ ክውድእ ዝኽእል።
5. ናይቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝተሓተ ዋጋ ዘእተወ ይኸውን።
6. ድሌት ዘለኩም ተረቲ ዘይምለስ ብር 400(ኣርባዕተ ሚኢቲ) ብምኽፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቀበሌ 16 ሮማናት ኣደባባይ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ዝወሰድ መንገዲ ኣቢሲንያ ባንክ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 3ይ ደብሪ ብምቕራብ ካብ ዕለት 18/02/2019 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ስዓት ምውሳድ ይካኣል።
7. ተረቲ ሓደ ኦርጂናልን ሓደ ኮፒን ፋይናንሻልን ሲፒኦን ዶክመንት ኣብዝተፈላለየ ፖሰታ ብሽምዒብምእሽግ ኣብ ሓደ ዓብይ ሰታ ኣሺጎም ብምቕራብ ሙሉእ ኣደራሻ ናይ ድርጅቶም ማህተም ብንፁር ብምግላፅ እቶም ኣብ ቑፅሪ 2 ዝተዘርዘሩ ምስክር ወረቐት ኦርጂናል ዶክመንት ኣብ እዋን ጨረታ ምኸፋት ሒዞም ክመፁ ኣለዎም።
8. ተጫረቲ ዝተማለእ ሰነድ ብምቕራብ ኣብ ተበሌ 16 ሮማናት ኣደባባይ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ዝወሰድ መንገዲ ኣቢሲንያ ባንክ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 3ይ ደብሪ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካብ ዕለት 18/02/2019 ክሳብ ዕለት-23/02/2019 ካብ ሰዓት 2:30 ንጉሆ ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ስዓት ምእታው ይኽእሉ።
9. እቲ ጨራታ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ዕለት 23/02/2018 ዓ.ም ቕድሚ ቐትሪ 3:30 ተዓሺጉ ሰዓት 4:00 ቕድሚ ቐትሪ ይኽፈት፡፡
10.1 ረቲ ተሳኺ ሓበሬታ እንተድልዮም ብቑፅሪ ሰልኪ +251938000111,+251938000222 ምድዋል ይከኣል። 11 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ ተረኽቡ እቲ ረታ ብኽፋል ወይ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።
ኣድራሻና፣ መቸለ ካብ ማናት ኣደባባይ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዝወስድ መንገዲ ባንኪ ኣቢስንያ ኣብ ዝርከብሉ ህንፃ 3 ደብሪ ንርከብ።